ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ን5ይ ዓመት ምስረታን 2ይ ሓፈሻዊ ጉባኤን ፓርቲ ብልፅግና ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ-ግብር ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ፓርቲ፣ ሰብ ሃፍቲ፣ ሓለፍቲ ትካላትን ሚዲያን ተረኺቦም።
ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ሓዊሱ ንዝተፈላለዩ ትካላት ሚዲያ እውን ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ኣፍልጦ ተዋሂቡ።
እቲ መድረኽ ፓርቲ ብልፅግና ዘካየዶም ፍፃታት ብምግንዛብ፣ ብጉልበት፣ ብሓሳብን ግዘ ሓገዝ ንዝገበሩ ኣካላት ኣፍልጦን ምስጋናን ንምቕራብ ዝተሰናደአ ከምዝኾነ ተለማቅረብ መዘጋጀቱም ተገሊፁ።
ብምንይችል ኣዘዘው