ኣብ ፖሊሳዊ ግዴታ ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ንዝነበሮም ኣመራርሓን ኣባላትን ኣፍልጦ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣበ ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ፖሊሳዊ ግዴታ ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ንዝነበሮም ኣመራርሓን ኣባላትን ኣፍልጦ ይወሃብ ኣሎ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ኮሚሽነር ጄነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ሓዊሱ ኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ ፌዴራል፣ ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም።

ብበረከት ተካልኝ

 

 

Comments (0)
Add Comment