ኣብ ፕሮጀክት ፈጠራ ዕድል ስራሕ ትኹረት ብምግባር ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላት ልዝብ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣብ ፕሮጀክት ፈጠራ ዕድል ስራሕ ትኹረት ብምግባር ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላት ይዛተ ኣሎ።

እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ቀረብ ሓይሊ፣ ማኑፋክቸሪንግን ትራንስፖርትን ዘድሀበ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ተወከልቲ ኬንያ፣ ታንዛኒያን ኢትዮጵያን ከምኡ እውን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላት ኣብቲ መድረኽ ከምዝተሳተፉ ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

Comments (0)
Add Comment