ኣብ ፕሮሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከነማ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፕሮሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከነማ ንሲዳማ ቡና 3 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ።

ክልተ ሽቶታት ጋንታ ባህርዳር ከነማ ፍፁም ኣለሙ ኣብ መበል 5 ን 18 ደቒቕ እንተቑፅረን ሳልሰይቲ ሽቶ ድማ ባየ ገዛሀኝ ኣብ 53 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ።

ብሕታዊት ሽቶ ጋንታ ሲዳማ ቡና ድማ ዳዊት ተፈራ ኣብ መበል 88 ደቒቕ ከመዝግባ ክኢሉ።

ቅድም ኢሉ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ፀዋታ ጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ንጋንታ ወላይታ ዲቻ 2 ን 1 ክትስዕር ክኢላ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment