ኣብ ፕሪሚየር  ሊግ እንግሊዝ  ሊቨርፑል ኣብ ልዕሊ ኢፕስዊች ታውን  2 ን 0 ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ  ሊቨርፑል ኣብ ልዕሊ ኢፕስዊች ታውን 2 ን 0 ተዓዊቱ።

ሊቨርፑል ዲያጎ ዦታን ሞሃመድ ሳላህን ንሕድሕዶም ብዘቑፀሩወን ሸቶታት ኢዩ ተዓዊቱ።

ሰዓት 11 ኣብ ዝካየድ መርሃ ግብሪ እቲ ፕሪሚየር ሊግ፥ ኣርሰናል ምስ ዎልቭስ ክጋጠሙ ኢዮም።

 

Comments (0)
Add Comment