ኣብ ፓሪስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘውግዝ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈረንሳይ ኣብ ፓሪስ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራዊያንን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘውግዝ ሰልፊ ኣካይዶም።

ኣብቲ ሰልፊ እቲ ጉጅለ ኣብ አማራ፣ ዓፋርን ቤንሻንጉል ጉሙዝን ክልላት ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ዜጋታት ናይ ጅምላ ቅትለት ምብፅሑ ዘውግዙ መልእኽቲታት ተደሚፆም።

ናይ ህዝቢ ምፍንቓልን ልዑል ግህሰት ሰብኣዊ መሰልን ዘብፅሕ ዘሎ እቲ ጉጅለ ራዕዲ ካብ ተግባሩ ክቑጠብ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም።

ነዚ ድማ ማሕበረሰብ ዓለም ክተሓባበር ከምዝግባእ ሓቲቶም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment