ኣብ ፈላማይ ርባዕ ዓመት ካብ ዳያስፖራ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ህዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈላማይ ርባዕ ዓመት 2015 ዓ.ም ካብ ዳያስፖራ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ተረኺቡ።

እቲ ዲያስፖራ ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝለኣኾ ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ኢዩ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ልዕሊ 2 ሚሊየን ዶላር ተቐማጢ ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ካብ ኤጀንሲ ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እቲ ሸርፊ ወፃኢ፥ ልዕሊ 2 ሺሕ ኣካውታት ዲያስፖራ ብምኽፋቶም ዝተረኸበ ከመዝኾነ እወን ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment