ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ናብ ፍፃመ ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ፅዋዕ ኣፍሪካ ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ንቡርኪናፋሶ ብምስዓር ናብ ፍፃመ ሓሊፋ።

ሳድዮ ማኔ ኮኾብ ኮይኑ ኣብ ዘምሰየሉ ፀወታ ሴኔጋል 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ኢያ ናብ ፍፃመ ሓሊፋ ዘላ።

ሴኔጋል ተዓዊታ ንኽትወፅእ ኣብዱል ዲያሎ፣ ዴይንግን ሳዲዮ ማኔን ነተን ሽቶታት ኣመዝጊቦምወን፡፡

ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሎሚ መዓልቲ እውን ዝቕፃል እንትኸውን፥ ነቲ ውድድር ዘሰናደአት ሃገራዊት ጋንታ ካሜሮን ምስ ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment