ኣብ ጦላይ ስነ ስርዓት ምረቓ ምልምል ሰልጠንቲ ፖሊስ ፌዴራል ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጦላይ መበል 20 ስነ ስርዓት ምረቓ ምልምል ሰልጠንቲ ፖሊስ ፌዴራል ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ኮሚሽነር ጄነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤልን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ፌዴራልን ተረኺቦም።

እቶም ተመረቕቲ ዝተፈላለዩ ስነስርዓታት የርእዩ ኣለዉ።

ብዘቢብ ተኽላይ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment