ኣብ ጣቢያ መረፃ ቻግኒ ድምፂ ንመሃብ ዝመፅኣ ወ/ሮ ውበቴ ወርቁ ኣዶ ጓል ኣንስተይቲ ኮይነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያ መረፃ ቻግኒ ድምፂ ንመሃብ ዝመፅኣ ወ/ሮ ውበቴ ወርቁ ኣዶ ጓል ኣንስተይቲ ኮይነን።

ብተመሳሳሊ ዜና ጓል ኣንስተይ ዝተገላገለት ሓላፊት ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ መረፃ ድምፃ ሂባ።

ነባሪት ዞባ ስልጠየ ከተማ ቅበት ዝኾነት እታ ሓራስ፥ ለይቲ ድምፂ ንመሃብ ኣብ ዝተቓረበሉ ሰዓት ከምዝተገላገለትን ሽም ጓላ “ምርጫዬነሽ” ክኸውን ከምዝወሰነትን እውን ገሊፃ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment