ኣብ ጣሊያንን  ግሪክን መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ እቶት ተኻይዱ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣሊያንን  ግሪክን መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ እቶት ንተፈናቐልቲ ወገናትን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ተኻይዱ።

እቲ መርሃ ግብሪ  “እኔ ለሀገሬ ሀገሬም ለኔ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

በዓልቲ ሙሉእ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ደሚቱ ሐምቢሳ፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ኣብ ጎኒ ሃገሮም ደው ምባል ከምዝግባእን ድጋፎም ኣጠናኺሮም ንክቕፅሉን ምትሕስሳበን ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment