ኣብ ግንባር ወሎ ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር  ኣብ ስታዲየም ወልዲያ ሓዱሽ ዓመት የኽብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ግንባር ወሎ ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር  ኣብ ስታዲየም ወልዲያ ሓዱሽ ዓመት የኽብሩ ኣለዉ።

እቶም ንግብረ ራዕዲ ህውሓት ንምድምሳስ ኣብ ግንባር ዝተሰለፉ ኣባላት፥ ”መበገሲና ኢትዮጵያዊነት መዛዘሚና ዓወት፤ ንክብሪ ሃገር ብቃልሲ ንዓምብብ” ኢሎም።

ብለይኩን ኣለም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment