ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ክልል ጋምቤላ ኣብቲ ክልል ዝረአዩ ፀገማት ፀፅታ ንምፍታሕ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ልዝብ ይካየድ ኣሎ።
ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡመድ ኡጁሉ÷ ውዳበ ቤት ምኽሪ ፀፅታን ታሐተዎት ኣቢያተ ምኅሪ ፀፅታን ብግቡእ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ልዝብ እናተገበረ ከምዝርከብ ገሊፆም፡፡
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተሳለጡ ቀንዲ ቀንዲ ስራሕቲ ፀፅታ ብምግምጋም ቀፀልቲ ኣንፈታትን ውሳነታትን ክቕመጥ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ክልል ጋምቤላ ዝረኸብናዮ ሐበሬታ የረድእ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com