ኣብ ጋሊ ኮማ ኣብ ልዕሊ ንፁሀን ዝበፅሐ ጭፍጨፋ ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ሚሌ ከተማ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጋሊ ኮማ ኣብ ልዕሊ ንፁሀን ዝበፅሐ ጭፍጨፋ ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ሚሌ ከተማ ተኻይዱ።

ኣብቲ ሰልፊ ጉጅል ራዕዲ ህወሓት ኢትይጵያ ንምፍራስ ዝገብሮ ዘሎ ምፍጭርጫር ከምዘይሳኻዕ ናይ ዓፋር ህዝቢ ብሓድነት ነቲ ጉጅለ ራዕዲ ንምጥፋእ ከምዝሰርሕ ተገሊፁ።

ኣብ ልዕሊ ህናትን ደቂ ኣኒስቲዮን ብዝበፅሐ መሕዘኒ ህልቀት ድማ ህወሓት ብዘርኢ ምጥፋእ ገበን ይተሓተት ዝብሉ መፈክራት ኣብቲ ሰልፊ ተሰሚዖም።

ፍልፍል:- ኢቢሲ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment