ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉባኤ ሰላምን ልምዓትን ቻይና-ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ንምስታፍ ተወከልቲ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ የኣትዉ ኣለዉ።
ፅባሕ ኣብ ዝጅመር ቀዳማይ ጉባኤ ሰላምን ልምዓትን ንምስታፍ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዡ ቢንግ ሓዊሱ ተወከልቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡
ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፍርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጄነራል ጉዳያት ማእኸላይ ምብራቕ፣ ኤዥያን ፓስፊክን ኣምባሳደር ዶክተር ገበየሁ ጋንጋ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።