ኣብ ጅቡቲ ዝነብሩ ኢትዮጵያዉያን ንጀግና መከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጅቡቲ ዝነብሩ ኢትዮጵያዉያን ንጀግና መከላከያ ሰራዊትልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ካልኣይ ዙር ድጋፍ ገይሮም።

እቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን  አሸባሪ ናይ ህውሓት ናይ ጥፍኣት ጉጅለ ብመንግስቲ ዝተውሃቦ ናይ ሰላም ዕድል ንጎኒ ብምግዳፍ ሃገር ናይ ምፍራስ ኣጀንዳ ብምቕፃሉ መንግስቲ ዘካይዶ ዘሎ ናይ ህልውና ዘመቻ ተጋድሎ ንዝገብር ናይ መከላከያ ሰራዊት ተግባር ኢዮም ደጊፎመ።

ኣብ ጅቡቲ ናይ ኢትዮጵያ ኤምባሲ ዲፕሎማታት ናይ ሓደ ወርሒ ደሞወዞም፣ ናይቲ ኤምባሲ ድጋፍ ወሃብቲ ሰራተኛታት፣ ማሪታይምን ትራንዚትን አገልግሎት ሠራተኛታት፣ ኣብ ጅቡቲ ናይ ኢትዮጵያ ኮሚኒቲ ማሕበር ፣ ኣብ ንግዲ ስራሕ ዝተሰማረዩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፣ ኣብ ጅቡቲ ዝነብሩ ካልኦት ኢትዮጵያውያን ከምኡውን ኣብ ጅቡቲ ናይ ወንጌላዊያን ኣብያተ ክርስቲያናት ሕብረት ድጋፍ ገይሮም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment