ኣብ ጃንሜዳ በዓል ምፍናው ታቦት ብድምቀት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጃንሜዳ በዓል ምፍናው ታቦት መራሕቲ ሃይማኖት፣ ምእመናንን ካልኦት ኣጋይሽን ኣብ ዝተረኸቡሉ ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡

ካብ ዝተፈላለያ ደብሪታት ዝተበገሱ ታቦታት ናብ ዝተሰናደአሎም መዕረፊ ጃንሜዳ በፂሖም።

ኣብ ኣከባብራ እቲ በዓል÷ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ተረኺቦም።

ኣቢያተ ትምህርቲ ሰንበት ድማ ዝተፈላለዩ ዝማሬታት ኣቕሪቦም፡፡

ብኣሸናፊ ሽብሩ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment