ኣብ ጂቡቲ ዓለም ለኸ ወፍሪ ምንቅስቓስ #የኣክል ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጂቡቲ ዝነብሩ ትውልደ ኢትዮጵያውያን፣ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እናተገበሩ ዝርከቡ ፅዕንቶታት ኮኒኖም።

ኣብ ጂቡቲ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ኣብ ጂቡቲ ኣርታ ኣብ ዝተኻየደ ጉዕዞ እግሪ መበል 14 ሰላም ኣፍሪካ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ብምቅዋም #የኣክል ብዝብል ድምፆ ኣስሚዖም፡፡

ኣብቲ ናይ 10 ኪሎ ሜትሮ ጉዕዞ እግሪ ሰላም ዝተሳተፉ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን የኣክል ብዝብል እናተኻየደ ዝርከብ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ኢዶም ዘእትዉ ምዕራባውያንን ሚዲያታትን ካብ ተግባሮም ንኽዕቀቡ ሓቲቶም፡፡

ኣብ ጉዕዞ እግሪ ሰላም ኣፍሪካ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ሓለፍቲ ጉጅለ ልኡኽ፣ ዲፕሎማሰኛታት ከምኡ እውን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተውፃእፅኡ ሰባት ከምዝተሳተፉ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment