ኣብ ደብረዘቢጥ ዝነበር ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተደምሲሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ  ጋይንት ግንባር ዝነበር ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብልዑል ኩነታት ይድምሰስ ከምዘሎ ናይ ሰሜን ምዕራብ እዚ ኣፍሊጡ።

ናይቲ እዚ ቀዳማይ ኮር ሓላፊ ብርጋዲየር ጄኔራል ብርሃኑ ጥላሁን ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ÷ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት መሺጉሉ ካብ ዝነበረ ደብረ ዘቢጥ በዓቲ ሙሉእ ንሙሉእ ተደምሰሱ፡፡

ኣብቲ ውግእ ንቲ ሽብር ጉጅለ ኣዋጋእቲ ላዕለዎት መኮንናት ከምዝተደምሰሱ እውን ተገሊፁ፡፡

ማንነት እቶም ኣዋጋእቲ ንከይፍለጥ ክሳዶም እናቖረፁ ደርቢዮም ከምዝኸዱ ተዛሪቦም።

ካበ ሞት ዝተረፉ እውን ልዑል ሰብዓዊን ቁሳዊን ኪሳራ ከምዝበፅሖም፤ካብ ጋይንት ከባቢ ዘሪፈምዎ ዝነበሩ ንብረት እናደርበዩ ናብ ኣግሪትን ፍላቂትን ከምዝሃደሙ እቶም ጀኔራል ኣረዲኦም።

ካብ ዝነበረሉ ደብረ ዘቢጥ ናብ ሰሜን ወሎ አግሪትን ፍላቂትን ኣብ ምህዳም ዘሎ ጉጅለ ሙሉእ ንምሉእ ንምድምሳሰ መከላከያ ሰራዊት፣ ፍሉይ ሓይሊ፣ ሚሊሻን ነበርቲን ብሎጅስቲክስ ከምኡውን ብውግእ ተሓባቢሮም ይሰርሑ ከምዘለዉ ገሊፆም፡፡
ብምንይችል ኣዘዘውን ዙፋን ካሳሁንን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment