ኣብ ደሴ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝሃቦም ውሳነታትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ምስ ነበርቲ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝሃቦም ውሳነታትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ብምድሃብ ምስ ነበርቲ ደሴ ይዛተ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ዕድል ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል፥ እቲ መድረኽ ውሳነታት ፓርቲ ብልፅግና ብቐጥታ ናብ ህዝቢ እነብፀሐሉ እዩ ኢለን።

ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣይተ ሳሙኤል ሞላልኝ ብግደኦም፥ እታ ከተማ ድሕሪ ወረራ ዘላትሉ ኩነታት ገሊፆም።

ነበርቲ እታ ከተማ ስግኣት ዳግም ወረራ ከምዘለዎምን ንባዕሎም ንምክልኻል ድማ መንግስቲ ደገፍ ንክገብረሎም ከመዝደሊዩ ሓቢሮም።

ኣተሓሕዛ ዘይሕጋዊ ኣፅዋራት ኲናት፣ ናህሪ ናብራን ፀገም ኣወሃህባ ኣገልግሎት ትካላት መንግስቲን እታከተማ ድሕሪ ወረራ እትርእዮም ዘላ ፀገማት ከመዝኾኑ ሓቢሮም።

ብእሌኒ ተሰማ

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment