ኣብ ዩክሬይን ኣብ ትምህርቲ ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልዲ ኢትዮጵያውያንን ዝተመሓላለፈ መልእኽቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን በርሊን ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ዩክሬይን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ቅድሚ ምንቅስቓሶም ነቲ ኤምባሲ ንኸፍልጡ ኣተሓሳሲቡ።

እቲ ኤምባሲ ኣብ ዩክሬን ዘሎ እዋናዊ ኩነታትን ፀገምን ከምዝርዳእን ኢትዮጵያውያን ቅድሚ ምንቅስቓሶም ንድሕንነተቶም ኢሎም ኣብ ዝኾነ እዋን ብቁፅሪ ሞባይል ስልኪ +491767269094 ብኢሜይል ኣድራሻ berlin.embassy@mfa.gov.et ተጠቒሞም ነቲ ኤምባሲንኽረኽቡዎን ክዛቱን ኣተሓሳሲቡ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
Comments (0)
Add Comment