ኣብ ዩንቨርስቲታት ትግራይን ወልዲያን ዝመሃሩ ዝነበሩ ተምሃሮ ኣብ ካልኦት ዩንቨርስቲታት ንክመሃሩ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽኒያት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተፈጠረ ፀገም ኣብ ዩንቨርስቲታት ትግራይን ወልዲያን ዝመሃሩ ዝነበሩ ተምሃሮ ኣብ ካልኦት ዩንቨርስቲታት ንክመሃሩ ከምዝተወሰነ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።

እቶም ተምሃሮ ብጊዚያውነት ናብ ካልኦት ዩንቨርስቲታት ንምምዳብ ናይ መመዝገቢ ቅጥዒ ተኸፊቱ እቶም ተምሃሮ ንክምዝገቡን ምደባ ከምዝግበርን ገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ኣብተን ዩንቨርስቲታት ዝመሃሩ ዝነበሩ ተምሃሮ ኣድላዪ መረዳእታ ትምህርቲ ብምሓዝ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ምምዝጋብ ከምዝኽእሉ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment