ኣብ ዞባ ጎፋ “ኣነ እውን ኣካል ስድራቤት ዘመትቲ ኢየ” ብዝብል ንስድራ ዘመትቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጎፋ “ኣነ እውን ኣካል ስድራቤት ዘመትቲ ኢየ” ብዝብል ንስድራ ዘመትቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ልገሳ ደምን ተኻይዱ።

ኣብቲ ዞባ ቀበሌ ሱካ ዕላዊ መርሃ ግበሪ ምጅማር ሓገዝ ስድራ ዘመትቲ እናተኻየደ ዝርከብ እንትኸውን፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ዕዳጋን ንግዲን ኣይተ ማሄ ቦዳን ካልኦት ኣመራርሓታትን ተረኺቦም፡፡

እቶም ሓላፊ ኣብቲ እዋን፥ ካብ ውሽጢን ወፃኢን ዝተዓደጉ ባንዳታት ብተደጋጋሚ ኲናት ይኽፈቱልና እምበር ተሳዒራ ዘይትፈልጥ ኢትዮጵያ ንፀላኢ ኣሕፊራ ክብራ ሓሊያ ዝነበረት ከምዝኾነትን ሕዚ እውን ብዓወት ከምትዛዝምን ምግላፆም ትሬቴደ ፀብፂቡ።

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment