ኣብ ዞባ ጌዴኦ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጌዴኦ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።

እቲ ሓደጋ 65 ሰባት ብምፅዓን ናብ ኣዲስ ኣበባ እትጓዓዝ ዝነበረት ተሽከርካሪት ብምግልባጣ ኢዩ ኣጋጢሙ።

በዚህም የ6 ሰዎች ህይወት ወዲያውኑ ሲያልፍ በ13 ሰዎች ላይ ከባድ አደጋ ማድረሱን የ ወረዳ ፖሊስ አዛዥ ረዳት ኢንስፔክተር ታምራት ምትኩ ገልጸዋል።

በቲ ሓደጋ ትራፊክ 6 ሰባት ህይወቶም እንትስእኑ ካልኦት 13 ድማ ከቢድ ጉድኣት ከምዝበፅሖም ሓጋዚ ኣዛዚ ፖሊስ ወረዳ ይርጋጨፌ ኢንስፔክተር ታምራት ምትኩ ገሊፆም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment