ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ከተማታት ሃይቅን ደሴን ትምህርቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ወራር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ከተማታት ሃይቅን ደሴን ንልዕሊ ክልተ ወርሒ ተቛሪፁ ዝፀንሐ ትምህርቲ ዳግም ተጀሚሩ ተጀሚሩ።

ኣብተን ከተማታት ሙሉእ ብሙሉእ ብዝበሃል ኩነታት ስሩዕ ትምህርቲ ተጀሚሩ ኣሎ።

ርእሰ መምህር ካልኣይ ብርኪ ቤት ትመህርቲ ሃይቅ ያሬድ ጌታቸው፥ እቲ ቤት ትምህርቲ ብምኽንያት እቲ ኲናት ድሕሪ ክልተ ወርሒን 15 መዓልቲን ዳግም ትምህርቲ ከምዝተጀመረ ገሊፆም።

እቶም ኣቢያተ ትምርቲ ብዘሎ እታወወት ስሩዕ ከይዲ ምምሃረ ምስትምሃር እናቐፀላ ከምዝርከባ እውን ተዛሪቦም።

ልዕሊ 70 ሚኢታዊ ዝኾኑ ተምሃሮ እውን ኣብ ቤት ትምህርቲ ተረኺቦም ትምህርቶም እናተኸታተሉ ከምዝርከቡ ካብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment