ኣብ ዞባ ዋግኽምራ ብ150 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ዋግኽምራ ብ150 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ተመሪቑ።

ኣብቲ ስነስርዓት ኣፈጉባኤ ባይቶ ክልል ኣምሓራ ወይዘሮ ወርቅሰሞ ማሞናን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ተረኺቦም።

እቲ ፕሮጀክት ልዕሊ 34 ሺሕ ክፋላት ሕብረተሰብ ተረባሒ ዝገብር ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ከተማ ኣምደወርቅ ሓዊሱ ጭላ፣ ጋኪው፣ ብርብራን ሽማምዳን ዝተብሃሉ ከተማታት ገፀር ተረባሕቲ ከምዝኾና እውን ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

Comments (0)
Add Comment