ኣብ ዞባ ስልጤ ጓል 4 ዓመት ህፃን ብዝብኢ ተነኺሱ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ስልጤ ጓል 4 ዓመት ህፃን ብዝብኢ ተነኺሱ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ፖሊስ ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ዞባ ወረዳ ሳንኩራ ፍሉይ ሽሙ ማዞሪያ ኣብ ዝተብሃለ ከባቢ ኣብቲ መንደር ትነብር ጓ 4 ዓመት ህፃን ምስ መሓዙታ እናተፃወተት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ብዝብኢ ተነኺሳ ህይታ ሓሊፉ፡፡

እቲ ዝብኢ ብኣፉ ብምንጥልጣል ሒዙዋ ብምህዳም ብክትትል ሕብረተሰብ ነታ ህፃን ክድብርያ ይኽኣል እምበር እቲ ዝብኢ ብዘሕደረላ ጉድኣት ህይወታ ከምዝሓለፈ ካብ ኮሚሽን ፖሊስ እታወረዳ ዝረኸብናዮ ሐበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment