ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ጥራሕ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት 832 ኣቢያተ ትምህርቲ ዓኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንኣዋርሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ብዝፈፀሞ ወራርን ዘረፋን ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ጥራሕ 832 ኣቢያተ ትምህርቲ ሙሉእ ብሙሉእ ካብ ጥቕሚ ወፃእ ምግባሩ መምርሒ ትምህርቲ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ።

እቲ ግብረ ራዕዲ ኣብቲ ዞባ ብዝፈጠሮም ብዙሓት ፀገማት ኣብተን ኣቢያተ ትምህርቲ ዝመሃሩ ልዕሊ 330 ሺሕን 600 ተምሃሮ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ወፃእ ንምዃን ከምዝተገደዱ ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

Comments (0)
Add Comment