ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ልዕሊ ብር 8 ሚሊየን ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ከተማ ፍቼ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ድጋፍ ሰልፊ ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ብር 8 ሚሊየን 500 ሺሕን ተኣኪቡ።

ኣብቲ እዋን ማሕበረሰብ እቲ ዞባ ኣብዛ ሃገር ዝስርሑ ስራሕቲ ልምዓት ብንቕሓት ንምስታፍ ዘለዎ ተበግሶ ምግላፁ ኦቢኤን ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment