ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ 37 ኣባላት ሸኔ ብሰላም ኢዶም ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ጋንጂ 37 ኣባላት ሸኔ ብሰላም ኢዶም ንመንግስቲ ከምዝሃቡ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ።

እቶም ኣባላት መንግስቲን ኣባገዳታትን ዘቕረቡዎ ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ኢዮም ኢዶም ሂቦም ዘለዉ፡፡

ኣብቲ ከባቢ ዝንቀሳቐስ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ንምድምሰሳስ ኣድላዪ ስጉምቲ እናተወሰደ ከምዝኾነ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment