ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ጉቶ ጊዳ ንግብረ ራዕዲ ሸኔ ክጎዓዓዝ ዝነበረ 1 ሺሕን 103 ጥይት ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ጉቶ ጊዳ ንግብረ ራዕዲ ሸኔ ክጎዓዓዝ ዝነበረ 1 ሺሕን 103 ጥይት ከምዝተትሓዘ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እቲ ወረዳ ገሊፁ።

እቲ ዝተትሓዘ 518 ናይ ብሬንን 585 ናይ ክላሽን ጠያይቲ ብድምሩ 1 ሺሕን 103 ጠያይቲ ከምዝኾኑ እቲ ፖሊስ ኣፍሊጡ።

እቶም ጠያይቲ ብናይ ህዝቢ ሓበሬታን ምትሕብባር ኣካላት ፀፅታን ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ።

ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ዋና ሳጅን ከተማ ኦልጅራ፥ እቲ ጠያይቲ ትማሊ ምሸት ሰዓት 3 ካብ ከተማ ነቀምቴ ናብ ጎቦ ወላኔ ንግብረ ራዕዲ ሸኔ ክጎዓዓዝ ግበል ኢዩ ተታሒዙ።

ብገላና ተስፋ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment