ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ኣብ ልዕሊ 33 ኣባላት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ኣብ ልዕሊ 33 ኣባላት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ።

እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዘፍለጦ፥ ኣብተን ወረዳታት ኣብዚ ሰሙን እዚ ስራሕቲ ምኽባር ልዕልነት ሕጊ ተሰሪሑ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ልዕሊ 33 ኣባላት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ።

እቲ ስጉምቲ ካብ ዝተወሰደሎም ብተወሳኺ 8 ምስምሉእ ዕጥቆም ከምዝተማረኹ ተገሊፁ።

ሰላምን ድሕንነትን እቲ ዞባ ንምርግጋፅ ኣብ ልዕሊ አለነግ ሸኔ ዝውሰድ ስግምቲ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተሓቢሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment