ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ከተማ ማያ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ዝመፅአሉ መበል ሻድሻይ ዓመት ዝጠመተ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ከተማ ማያ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ሰልፊ፥ “ብምክብባርን ምድምማፅን ሰላም ክነቐፅል ኢና”፣ ዓወትና ክንሕሉ ኢና፣ ንቐፃሊ ዓወት ብሓባር ክንሰርሕ ኢና፣ ለውጢ ክነቐፅል ኢና፣ ንሰላምና ዘብዒ ክንከውን ኢና ዝብሉ ጭርሖታት ብስፍሓት ተደሚፆም።

ካብ ዝተፈላለያ ወረዳታትን ከተማን እቲ ዞባ ዝመፅኡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብቲ ሰልፊ ተሳቲፎም።

ብምንያህል መለሰ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment