ኣብ ዞባ መተከል ቀበሌ ኣልመሃል ዝርከብ ካምቦ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሙሉእ ብሙሉእ ዓንዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ቀበሌ ኣልመሃል ፍሉይ ሽሙ መንደር ሽንኩር ዝርከብ ካምቦ ሰራዊት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝዓነወ ተገሊፁ።

ኣብዚ ድማ 47 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ከምዝተደምሰሱ ኣብቲ ከባቢ ናይ ዝርከብ ሰራዊት ኣመራርሓ ሻለቃ ዮሃንስ እውነቱ ተዛሪቦም፡፡

ከም ገለፃ እቶም ኣመራርሓታት እቲ ሰራዊት እንተኾይኑ፥ ብዝተገበረ ዳህሳስ ዝተፈላለዩ ፀላእ እናተጠቐመሎም ዝነበሩ ማለት እውን 8 ፀረ-ተሸከርከርቲ ፈንጂን 1 ሞቶሮላ መራኸቢ ራዲዮ ከምዝተትሓዘን 2 ናይ ፀላኢ ሞተር ሳይክልን ካምቦ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሙሉእ ብሙሉእ ካብ ጥቕሚ ወፃእ ከምዝኾነ ኣረጋጊፆም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment