ኣብ ዞባ ሃዲያ መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ዝወሰዱ ኣባላት ሚሊሻ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሃዲያ መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና እናተኸታተሉ ዝፀንሑ ምልምል ኣባላት ሚሊሻ ሎሚ መዓለቲ ተመሪቖም።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ዋና ኣመሓዳሪ ኣይተ ማቴዎስ ሎምበሶ፥ ኢትዮጵያ ህዝባ ደለይቲ ሰላም ስለዝኾኑ ዋላ ሓንቲ መዓልቲ ኲናት ደሊዮም ኣይፈልጡን ኢሎም፡፡

ይኹ እምበር ኣብ ህልውናኣ ንዝመፅ ሓይሊታት ብዝተሓባበረ ቅልፅም ህዝባ ብምምካት ሃገር ንምድሓን ገድሊ ዝፈፀመት ሃገር ኢያ ኢሎም፡፡

እቶም ዝተመረቑ ምልምል ወታደራት ኣብ ፃንሒቶም፥ 70 ሺሕን 400 ብር ብምትእኽኻብ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ምግባሮም ካብ ኮሙዩኒኬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment