ኣብ ዞባታት ቄለምን ምብራቕን ወለጋ ብዝተኻየደ ኦፕሬሽን 99 ዕጡቓት ሸኔ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኦሮሚያ፣ ፍሉይ ሓይሊ ኦሮሚያ፣ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ብምውዳድ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብዘካየዱዎ ኦፕሬሽን 17 ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ከምዝተማረኹን እቶም 49 ድማ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ፡፡

በቲ ኦፕሬሽን ዘኹርዕ ውፅኢት እናተረኸበ ከምዝኾነን ፀላኢ እናተጠቐመሎም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ መሳርሒታትን ተተኮስቲን ከምዝተትሓዙ ተሓቢሩ፡፡

እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ካብ መንግስቲን ህዝቢን ዝዘረፎም ዝተፈላለዩ ተሸከርከርቲ ከምዘቃፀለ ተመልኪቱ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment