ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ፈተና ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ፈተና ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ 2016 ዓ/ም ይወሃብ ኣሎ።

በዚ ድማ ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ ክልላት ኦሮሚያ፣ ኣምሓራ፣ ጋምቤላ፣ ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ፣ ደቡብ ኢትዮጵያ፣ ማእኸላይ ኢትዮጵያ ከምኡ እውን ኣብ ካልኦት ክልላት ፈተና እናተውሃበ ይርከብ፡፡

ተምሃሮ ኣብ ጣቢያታታት ፈተና ብምርካብ ፈተነኦም እናወሰዱ ይርከቡ፡፡

Comments (0)
Add Comment