ኣብ ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ኣሜሪካ ብዝተገብረ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ ድጋፍ ልዕሊ 72 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ

ኣብ ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ኣሜሪካ ብዝተገብረ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ ድጋፍ ልዕሊ 72 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ።

ኣብ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ፍጹም ኣረጋ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገጾም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ኮቪድ-19፣ በረድ ይኹን ቁሪ፤ ወገናት ንምድጋፍ ኣይኽልክልን ብዝብል ንእሽተይ ኮይንኩም እንዳሃለኹም ከም ብዙሓት፣ ልዕሊ 72 ሺሕ ብር ብምትእኽኻብኩም ነመስግን” ኢሎም።

እቶም ኣምባሳደር ኣብ ስቴት ዩኒቨርሲቲ ሰሜን ካሮሊና ንዝነበሮም ዘተ ኢኖቬሽን ኤሌክትሪካል ኢንጂነሪንግ እውን ኣመስጊኖም።

ብመናእሰይ ዝተሃንፀ ግብረ ሓይሊ ኣብ ውሽጢ ሓፂር እዋን ንኻልኣይ ጊዜ ድጋፍ ብምትእኽኻብ ንካልኦት መርኣያ ምዃኑ ድማ ኣምባሳደር ፍፁም ገሊፆም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment