ኣብ ዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ዘድሃበ ኣብ ህንዲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ፣ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪን ኮሚሽን ንቨስትመንት ኢትዮጵያን ብሓባር ዘሰናድኡዎ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ዘድሃበ ፎረም ኣብ ህንዲ ከተማ ቼዬና ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ፎረም ኣብ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ፋርማሲዩቲካል፣ ቴክስታይል ከምኡ እውን ኣግሮ ኢንዱስትሪ ምብድሃብ ምስ ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ልዝብ እናተኻየደ ይርከብ፡፡

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ልዕሊ 97 ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ተሳተፍቲ ከምዝኾኑ ካብ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment