ኣብ ዝቕፅል ክረምቲ ንዝካየድ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ዓሸራ ምድላው ፈልሲታት ይካየድ ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል ክረምቲ ንዝካየድ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ዓሸራ ምድላው ፈልሲታት እናተኻየደ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

ሚኒስቴር ሕርሻ ኣብ 2013/14 ዘበነ ፍርያት ንዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ዓሸራ ብብርኪ ሃገር ዝትከሉ ፈልሲታት ንምትካእ ተወሳኺ 1 ቢሊየን ብድምር 8 ቢሊየን ፈልሲታት እናተዳለወ ምግላፁ ይዝከር፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment