ኣብ ዝቕፅሉ 5 ዓመታት ፅሬት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ብትኹረት ክስራሕ ኢዩ – ሚኒስቴር ትንህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ኣመራርሓ፣ መምህራንን ሰራሕተኛታትን ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ፅት ትምህርቲ ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡

ንውድቀት ፅሬት ትምህርቲ ሱር ዝሰደዱ ብዙሓት ምኽንያታት ከምዘለዉ ዝገለፁ ቶም ሚኒስትር፥ እቲ ፀገም ንምፍታሕ ናይ ኩሉ ማሕበረሰብ ርበርብ ከምዝሓትት ገሊፆም።

ሚኒስትሩ በቀጣይ አምስት ዓመታት የትምህርት ጥራትን ለማረጋገጥ በትኩረት እንደሚሰራም አመላክተዋል

እቶም ሚኒስትር ኣብ ዝቕፅሉ 5 ዓመታት ፅሬት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ብትኹረት ከምዝስራሕ ኣመልኪቶም፡፡

ንፍርቂ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መድረኽ ዘተ እቶም ሚኒስትርን ሚኒስትር ዲኤታታትን ቀፀልቲ ኣንፈታት ብምቕማጥ ከምዝተዛዘመ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment