ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ንልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ – ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ንልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ምፍጣር ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ገሊፁ።

እቲ ሚኒስቴር÷ ንልዕሊ 3 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ተሓሲቡ፤ ንልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ምፍጣ ከምዝተኽኣለ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ኣፈፃፅማ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣብ ዝገምገመሉ እዋን ተገሊፁ፡፡

ኣብቲ ኣፈፃፀማ ብዘፈር ኣገልግሎት ን1 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ዝተገለፀ እንትኸውን÷ ኣብ ሕርሻ ን962 ሺሕን ከምኡ እውን ኣብ ዘፈር ኢንዱስትሪ ን493 ሺሕ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ተሓቢሩ፡፡

ብኤፍሬም ምትኩ

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

Comments (0)
Add Comment