ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓመታት ዝተረኸቡ እወንታዊ ውፅኢታት ንምቕፃል ዓሊሙ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሰልፊ ደገፍ ዝተፈላለዩ መልእኽቲታት ይመሓላለፉ ኣለዉ።
– ንሕና ኢትዮጵያዊያን ንሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን ሃገርና ግደና ክንዋፃእ ኢና!
– ብኣተሓሳስባን እኩይ ዕላማን ሒደት ፅንፈኛ ሓይሊታት ዝብተን ሃገርን ህዝብን የለን!
-ዝለዓለ ህዝባዊ ተሳትፎ ንምዕባለ ኢትዮጵያ!
-ሃገርና ናብ ብራኸ ንምሽጋር ኣብ ጎኒ ኣመራርሓ ለውጢ ክንስለፍ ኢና! ወዘተ ዝብሉ ኣብቲ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ካብ መንጎ ዝተመሓላለፉ መልእኽቲታት ኢዮም።