ኣዲስ ኣበባ፣ 11ግንቦት፣ 9፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ 2 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒ9ስቴር 3 ነጥቢ 9 ሚሊየን ነምርካብ ተሊሙ ከምዝነበረ አውን ገሊፁ።
እቲ ዝተረኸበ እቶት ምስ ተመሳሳሊ እዋን ዝሓለፈ ዓመት እንትነፃፀር ብ16 ሚኢታዊ ወሰኽ ከምዘለዎ ካብቲ መኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።