ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ደቂ ኣንስትዮ ሃገርና ናብ ሓላፍነት ንምብቃዕ ብዝምልከት ዘይነዓቕ ዕቤት ተመዝጊቡ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ሃገርና ማዕርንት ደቂ ኣንስትዮ፣ ምኽባር መሰለን፣ ምዕባይ ንቕሓት ሕልና፣ ናብ ሓላፍነት ምብቃዕን ብዝምልከት ዘይነዓቕ ዕቤት ተመዝጊቡ ኢዩ” ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂኣንስትዮ (ማርች ኤይት) ምኽንያ ብምግባር መልእኽ ኣመሓላሊፈን፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment