ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ መዓድን 241 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ መዓድን 241 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስትር መዓድን ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር መዓድን ኢንጅነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ “ኣብዚ ሕዚ እዋን ምስ ዘሎ ሃገራዊ ኩነታት ብፍላይ ኣብ ከባቢታት መዓድን ብዝፍጠሩ ፀገማት ተፃዊርና ዝተመዝገበ ኣታዊ ዝበረታታዕ ኢዩ” ኢሎም።

“ዘለዉ ፀገማት እናፈታሕናን እናኸድናሉ ዝርከብ መገዲን ኣጠናኺርና እንተቐፂልና ፍርየሳት መዓድን ብፍላይ ማእገር ኢኮኖሚ ክኸውን ከምዝኽእል እናተረኣየ ዝርከብ ውፅኢት መርኣያ ኢዩ” ክብሉ ኣብ ፅሑፎም ገሊፆም፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment