ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ካብ ንግዲ ወርቂ 671 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ካብ ሚኒስቴር መኣድንን ነዳዲን ረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ብተወሳኺ ካብ ካልኦት መኣድናት 10 ነጥቢ 42 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ።
ኣብቲ በጀት ዓመት ብኣፍረይቲ ኩባኒያታት ዝፈረየ መጠን ወርቂ 788 ነጥቢ 25 ኪሎ ግራም እንትኸውን፥ ብባህላዊ ኣፍረይቲ 8 ሺሕን 596 ኪሎ ግራም ወርቂ ከምዝሰረየ ተሓቢሩ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።