ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ካብ መኣድናት 682 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ካብ መኣድናት 682 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበሚኒስቴር ማዕድንን ነዳድን ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር ዲኤታ ወይዘሮ ስመኝ ውቤ ከምዝበልኡ፥ ካብቲ  ዝተረኸበ ኣታዊ 9 ሺሕን 384 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ብምቕራብ 671 ሚሊየን ዶላር ገቢ ኣታዊ ከምዝትረኸበ ተዛሪበን።

ታንታለም ሓዊሱ ካብ ዝተፈላለዩ ማእድናት ድማ ለዕሊ 10 ሚሊየን ዶላር ከምዝተረኸበ ገሊፀን።

ብፍሬህይወት ሰፊው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment