ኣብ ዘፈር ልምዓት ትምህር ኣብ ውሽጢ ኣፀጋሚ ኩነታት ብዙሓት ተግባራት ተሳጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ልምዓት ትምህር ኣብ ውሽጢ ቫይረስ ኮሮና፣ ዘይምርግጋዕ ፀፅታን ፖለቲካን ኩነታት ኮይኑ ብዙሓት ተግባራት ከምሰዝተሳለጡ ተገሊፁ።

ብምዃኑ ለውጢታት ፖሊሲ ብምግባር ቅድመ ቀዳማይ ብርኪ ኣብ ክልተ ዓመት ንኽኽዝም፣ ማእኸላይ ብርኪ ካብ 7ይ ክሳብ 8ይ ክፍሊን ካልኣይ ብርኪ ካብ 8ይ ክሳብ 12 ክፍሊ ክኸውን ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡

ቤት ትምህርቲ ቅድመ ቀዳማይ ብርኪ ኣብ ዓውዲ ውልቀ ዝተትሓዘን ኣብ ከተማታት ጥራሕ ትኹረት ዝተውሃቦን ዓውዲ ናብ መንግስቲ በምእታው ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ብዝተሰርሐ ስራሕ 22 ሺሕ ነባር 1ይ ብርኪ ኣቢተ ትምህርቲ ተወሳኺ ክፍሊታት ብምህናፅ 3 ነጥቢ 2 ሚሊየን ህፃናት ተረባሕቲ ንኽኾኑ ተገይሩ ኢዩ፡፡

ብኻሊእ መዳይ ተበፃሕበነት ንምስፋሕን ፅሬቱ ንምሕያሽን ህንፀት 1 ሺሕን 74 ቀዳማይ ብርኪ፣ 607 ካልኣይ ብርኪ ኣቢያተ ትምህርቲ ከምዝተኻየደ ካብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment