ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016 ዓ.ም 117 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ንምእካብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016 ዓ.ም 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብመስኖ ብምልማዕ 117 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ንምእካብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ሚኒስትር ግብርና ግርማ አመንቴ (ዶ/ር)፥ ሉእላውነት ምግቢ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ዓውዲ ገብርና መስ ዝድግፉ መዳርግቲ ኣካላት ልምዓት ብመዃን ብዙሓት ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ ኢዮም ኢሎም።

ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓማውቲ ኣብ ልምዓት መስኖ ስርናይ ዘተባብዕ ውፅኢት ከምዝተመዝገበረ ብምግላፅ፥ ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016 ዓ.ም 117 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ንምእካብ ይስራሕ ከምዘሎ ገሊፆም።

ባንኪ ዓለም ፍሪያት ዓውዲ ግብርና ንምስሳን ዝገብሮ ኩለ መዳይ ደገፍ አመስጊኖም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment